ምሩቓት ከሚካላዊ ምህንድስና ዝዀኑ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ መትሓዚ ፕላስቲክ ከም ዝሰርሑ ይነግሩ። እዛ ጉጅለ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብቶታል ኢነርጂስ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝተረኽቡ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ሃይማኖት ኣብቲ ዝተዳለወ ስነ-ስርዓት ጸሎት ድሕሪ ምብጻሕ ንምእመናንን ንተዋጋእቲ ወገናት እታ ሃገር ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...
ድሕሪ ስምምዕ ክልተ ሃገራት፡ ንዶባት ኣመሪካን መክሲኮን ንምሕላው ዝተቐረቡ ሓለውቲ ዶብ ሰራዊት መክሲኮ ናብ ኤልፓሶ ቴክሳስ ተጸጊዖም ዓስኪሮም ኣለዉ። እዞም ብዓበይቲ መካይን ኣብቲ ቦታ ዝራገፉ ...
"ብቐዳምነት ኣመሪካ" ዝብል ፖሊስ ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ንዘሎ ናይ ምክልኻልን ንግዲን ዝምድና ከይጸልዎ ንምርግጋጽ ምዃኑ ተሓቢሩ’ሎ። ...
(SPLM-N) ዝተባህሉ ወገናት ኢዩ ተኻዪዱ። SPLM-N ነቶም ኣብ ሱዳን ዝዋጋኡ ዘለዉ ክልተ ዓበይቲ ሓይልታት ኣንጻሮም ኰይኑ፡ ንጎቦታት ኑባ ዝቆጻጸር ካልእ ሓይሊ’ዩ። ብሰንኪ’ዚ ...
በዓልመዚ ኣቭየሽን ኣመሪካ ከም ዝሓበሮ፡ ንብረት መንገዲ ኣየር ጃፓን ዝዀነት ናይ ህዝቢ ነፋሪት ብመንገብገባ ገይራ፡ ንኻልእ ንምብርራር እትቀራረብ ዝነበረት ንብረት መንገዲ ኣየር ደልታ ሃሪማ። ...
ወሽመጥ ቓዛ ብሓልታት ኣመሪካ ተወሲዳ፡ ነበርቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክግዕዙን እቲ ከባቢ ድማ ዘላቒ ሰላም ክረክብን ብሰሉስ ምሸት ዝኣመመ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንመሓዙት ኣመሪካ ...
ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንህዝቢ ክልል ትግራይን ሊሂቃንን ብዝብል ዘሕለፍዎ መልእኽቲ “ንህዝቢ ናብ ሻቕሎት ዘእተወ’ዩ ክብላ፡” ሓላፊት ቤትፅሕፈት ህወሓት ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ...
ዘይሕጋዊ ፈንታኔል ብመንገዲ መክሲኮ ኣቢላ ናብ ኣመሪካ ክኣቱ እኹል ክልከላ ኣይገበረትን ዝተባህለት ቻይና፡ ከም ኣምሳያ ናይቲ ጥፍኣት፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ 10% ወሰኽ ግብሪ ካብ ሎሚ ...
“ኣብ መሬት ኬንያ ኣትዮም ገበናት ይፍጽሙን ንሰላም እቲ ከባቢ ይዘርጉም ኣለዉ” ኢሉ ንዝጸውዖም ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንምቕራም፡ ፖሊስ ኬንያ ስርሒት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ብውሽጢ’ውን ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮ፡ ካናዳን ቻይናን ዝኣቱ ንብረት፡ ብቐዳም ወሰኽ ግብሪ ገይሮም ኣለዉ። ናብ ኣመሪካ ዝቐንዐ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከቋርጾ ምዃኑ፡ ኣብ እዋን ...